በይዛ ህዝቢ: ማእገር ሃገር

ተጋዳላይ ጀነራል ኣብርሃ ወ/ማርያም ካብ ኣብኡ ሃለቃ ወ/ማርያም ገንዘቡን ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ታደለች በርሀን ኣብ ማእከላይ ዞባ ወረዳ ወርዒ ለኸ ጣብያ እንዳ ጭዋ ብነሓሰ 21/1953ዓ/ም ተወሊዱ፡፡ዕድመ ቁልዕነቱ ምስ ወለዱ ኮይኑ ከምቲ ኩሉ ወዲ ሓረስታይ ትግራዋይ ዝዓበየ ኮይኑ ዕድሚኡ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ ኣብ ማይ ምሻም ዝርከብ ቀዳማይን ማእኸላይን ትምህርቱ ተማሂሩ፡፡

ናይ ፊንቴክ ዕቤት

ካብ ቊጠባዊ ቅልውላው ንነጀው ኣብ ዘሎ ዓሰርተ ዓመታት ፡ ሓደስቲ ሕድሪ እተዋህቦም ሰባት ነትጒ ከም ዘጋጠሞም ተገሊጹገንዘባዊ ኣገልግሎታት ። እርጋንን ቴክኖሎጂ ዘተኩራን ‘ፊንቴክ’ ዝበሃላ ትካላት ክምህራ ፀኒሐን እየን ነቲ ኣብ…